Ingen varer
Kassen / rediger kurv
እዛ መጽሓፍ ንህጻናትን መንእሰያትን ኣንበብቲ ዝተዳለወት ኮይና: ልዕሊ ዕስራ ዝኾኑ ሓጸርቲ እኩባት ሞራላዊ ዛንታታት ዝሓቖፈት እያ:: ነፍሲ ወከፍ ዛንታ ኣብ ሓቀኛ ሂወት ንዝፍጠሩ ብድሆታት: ኣገደስቲ ክብርታትን: ጠቐምቲ ናይ ሂወት ትምህርትታት; ብዛዕባ ቅንዕና: ትብዓት: ሕያውነት: ሓላፍነትን ጽንዓትን ትድህስስ::... Læs mere